No student devices needed. Know more
10 questions
ናይ ኤርትራ ዋና ከተማ መን ትብሃል?
ከረን
ባጽዕ
ኣስመራ
ዓሰብ
ኤርትራ ክንደይ ዞባታት ኣለውኣ?
3
8
6
7
ካብ ተሰምየን ዘለዋ ከተማታት ሓንቲ ወደብ እያ። ኣየነይቲ?
ኣስመራ
ባጽዕ
ከረን
ደቀምሓረ
ኣስማት ከተማ ኤርትራ ምረጽ
መረብ
ከረን
ባድመ
ዓሰብ
ኣስማት ዞባታት ምረጽ
ዓንሰባ
ማእከል
ሶይራ
ደቡብ
ኣስማት ወደባት ኤርትራ ምረጽ
ኣስመራ
ሓዝሓዝ
ባጽዕ
ዓሰብ
ካብ ዝስዕቡ ኣስማት ክልተ ናይ ሓደ ቦታ መጸውዒ ምረጽ
ባረንቱ
ምጽዋዕ
ባጽዕ
ዓሰብ
ስም ዞባ ዘይኮነ ኣለሊ
ከረን
ደቡብ
ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ
ጋሽ ባርካ
ኣብ ኤርትራ እቲ ዝበረኸ ጎቦ እንታይ ይብሃል?
መረብ
እምባሶይራ
ቢሻ
ሃሎ
ኣስማት ናይ ኣዋርሕ ኣለሊ
መስከረም
ባረንቱ
ምያዝያ
ጥቅምቲ
Explore all questions with a free account